መዝሙር 129ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕን ንጡፍን ኩን”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ናሆም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
[መእተዊ ኣንባቆም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ኣን 2:1-4—ካብታ እትመጽእ ዘላ መዓልቲ ፍርዲ የሆዋ ምእንቲ ኽንድሕን፡ ነታ መዓልቲ ‘ንጸበያ!’ (w07 15/11 10 ¶3-5)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ናሆ 1:8፣ 2:6—ነነዌ ዝጸነተት ብኸመይ እያ፧ (w07 15/11 9 ¶2)
ኣን 3:17-19—ኣብ እዋን ኣርማጌዶን ወይ ቅድሚኡ፡ ጸገም ምስ ዜጋጥመና፡ ብዛዕባ እንታይ ኢና ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል፧ (w07 15/11 10 ¶10)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኣን 2:15–3:6
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) hf—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) hf—እታ ብሮሹር ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተዓዲላ ነይራ እያ። ተመላሊስካ ምብጻሕ ብኸመይ ከም እትገብር ኣርኢ።
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w16.03 23-25—ፍረ ነገር፦ ኣብ ጉባኤኻ ኽትሕግዝ ትኽእልዶ፧
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኵነታትካ ኪቕየር ከሎ ብመንፈሳዊ መዳይ ንቑሕን ንጡፍን ኩን”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ክትግዕዙ ኸለኹም፡ መንፈሳውነትኩም ሓልዉ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 4 ሕ.ጽ. 7-15፡ “ግምቢ ዘብዐኛ ንስም ኣምላኽ ብኸመይ ልዕል ከም ዘበለቶ” ዘርእስታ ሳጹንን “ክትሰብኽ ዚድርኽ ሓያል ምኽንያት” ዘርእስታ ሳጹንን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ) ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ዚዕደል ጽሑፍ፡ መጽሔት ንቕሑ! ምዃኑ ንኣስፋሕቲ ሓብሮም። ኣብ መንጎ ሰሙን ኣብ ዚግበር ዚቕጽል ኣኼባ እትርአ ንመርኣያ እትኸውን ቪድዮ፡ 30 ሕዳር ኣብ እትጅምር ሰሙን ኣብ JW Library ኽትወጽእ እያ። ኣስፋሕቲ ነዛ መጽሔት እዚኣ፡ ንብዙሓት ሰባት ኪዕድልዋ ጻዕሪ ኺገብሩ ኣለዎም።
መዝሙር 63ን ጸሎትን