10-16 ሓምለ
ህዝቅኤል 15–17
መዝሙር 49ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ቃልካ ትሕሉ ዲኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)
ህዝ 17:1-4—ንጉስ ባቢሎን ንንጉስ ዮያኪን ብጼዴቅያስ ተክኦ (w07 1/7 12 ¶6)
ህዝ 17:7, 15—ጼዴቅያስ እሙን ከም ዚኸውን ዝመሓሎ ማሕላ ኣፍሪሱ፡ ካብ ግብጺ ሓገዝ ደለየ (w07 1/7 12 ¶6)
ህዝ 17:18, 19—የሆዋ ንጼዴቅያስ ቃሉ ኺሕሉ ተጸብይዎ ነበረ (w12 15/10 30 ¶11፣ w88-E 15/9 17 ¶8)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ህዝ 16:60—“ነባሪ ኺዳን” እንታይ እዩ፧ ኣብኡ እቱዋት ዝዀኑኸ እንታዎት እዮም፧ (w88-E 15/9 17 ¶7)
ህዝ 17:22, 23—እታ የሆዋ ኺተኽላ ምዃኑ እተዛረበላ “ልምልምቲ ጠጥዒ” ንመን እያ እተመልክት፧ (w07 1/7 12 ¶6)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 16:28-42
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp17.4 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp17.4 ገበር—ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 11 ¶1-2—ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ።
ክርስትያናዊ ህይወት
ብሓዳርካ እኳ እንተ ጐሃኻ፡ ቃል ኪዳንካ ኣኽብር፦ (10 ደቒቕ) ሓደ ሽማግለ፡ ኣብ ናይ መጋቢት 2014 ንቕሑ! ኣብ ገጽ 14-15 ተመርኲሱ ዜቕርቦ መደረ።
ዓርኪ የሆዋ ኹን—ሓቀኛ ኹን፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ሓቀኛ ኹን። ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ቈልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ፡ ብዛዕባ እታ ቪድዮ ሕተቶም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 19 ሕ.ጽ. 1-16
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 133ን ጸሎትን