ዓርኪ የሆዋ ኹን—ንጥፈታት
ነዚ ንጥፈታት ምስ ደቅኹም ዕየይዎ።
ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ
ከምቲ ዞዊ ንመስዋእቲ የሱስ ዘማሰወትሉ፡ ደቅኻ እውን ንመስዋእቲ የሱስ ብኸመይ ከም ዜማስዉሉ ኺምሃሩ ይኽእሉ እዮም።
ኣምላኽ እዩ ዜብቍል
ሓደ ሰብ ብኸመይ ብመንፈሳዊ መዳይ ከም ዚዓቢ ንርአ።
የሆዋ ኣቦና እዩ
የሆዋ ኸም ኣቦ ጌርና ኽንርእዮ እዩ ዚደልየና።
ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ
ዞዊ ንየሱስ ብምምሳል ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ ኽትከውን ከም እትኽእል ተማሂራ። ንስኻኸ፧
ናብ ጥምቀት ዚመርሕ ስጕምትታት
ብዛዕባ እቲ ናብ ጥምቀት ዚመርሕ ስጕምትታት ፍለጥ፣ ንደቅኻ ድማ ኣብ መንፈሳዊ ሸቶታቶም ሓግዞም።
ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ኹን
ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ምዃን ጽቡቕ መንፈሳዊ ሸቶ እዩ!
Sorry, there are no terms that match your selection.