ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር

ዴቦራ

ዴቦራ

ካብታ ዓርኪ የሆዋ ዝዀነት ዴቦራ ትምህርቲ ንምርካብ፡ ነዚ እተሓትመ ንጥፈታት ተጠቐመሉ።

ኣቱም ወለዲ፡ ንመሳፍንቲ 4:4-10 ምስ ደቅኹም ኣንቢብኩም ተመያየጡላ።

ነዚ ንጥፈት እዚ ኣራጊፍካ ሕተሞ።

ነቲ ኣብ ገጽ ሓደ ዘሎ ስእሊ ቝረጾ፡ ድሕሪኡ በቲ ኣብ ገጽ ክልተ ዘሎ መምርሒ እናተሓገዝካ ምስቲ ስእልታት ለጥፎ። ነዚ እናገበርኩም፡ ነቲ ኣብታ ቪድዮ ዘሎ ሕቶታት ተመያየጡሉ። ቅድሚ ሕጂ ኸምዚ ዓይነት ንጥፈታት ሰሪሕኩም እንተ ኔርኩም፡ ነዚ እውን ኣብኡ ኼተላግብዎ ትኽእሉ ኢኹም፡ ከም መጽሓፍ ድማ ይዀነልኩም።