መእተዊ ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ ኣጻውት መእተዊ ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ዚሕግዘካ ምኽሪ ብቐሊሉ ኽትረክብ ትኽእል ኢኻ። እዛ ቪድዮ እዚኣ ነታ ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ ዘርእስታ ብሮሹር ተፋልጥ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መጻሕፍትን ብሮሹራትን ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ ንስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ብምትግባር፡ ሓጐስ ዝመልኦ ሓዳርን ስድራ ቤትን ኪህልወካ ይኽእል እዩ። መጻሕፍትን ብሮሹራትን መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት እንታይ እዩ፧ ገሊኦም ሰባት፡ ገንዘብ ንስድራ ቤቶም ሕጕስቲ ዚገብራ ይመስሎም፣ ኰይኑ ግና፡ መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት ብሓቂ ንሱ ድዩ፧ ንቕሑ! ንጸገማት ብኸመይ ከም እትመያየጠሉ ሰብኡትን ኣንስትን ሓሳብ ንሓሳብ ዚለዋወጡሉ እተፈላለየ ኣገባብ ኣለዎም። ነቲ ዘሎካ ፍልልያት ምርዳእካ ኻብ ብዙሕ ጭንቀት ኪሰትረካ እዩ። ንቕሑ! ብኸመይ ተዓጻጻፊ ኸም እትኸውን ንዓኻ ዀነ ንመጻምድትኻ፡ ቈየቛ ሓዲግኩም፡ ብሓባር ኴንኩም መፍትሒ ንኽትደልዩ ኺሕግዘኩም ዚኽእል ኣርባዕተ ነጥብታት። ንቕሑ! ውሉዳት እዙዛት ንኪዀኑ ምምሃር ንስኻን ውሉድካን፡ ‘ኣነ ዝበልክዎ እንተ ዘይኰነ’ ብዚብል ጕዳይ ኵሉ ሳዕ ትከራኸሩ፡ ወትሩ ኸኣ ውሉድካ ዝበሎ ድዩ ዚፍጸም፧ ንኣተዓባብያ ውሉዳት ዚምልከት ሓሙሽተ ምኽሪ ኣንብብ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ መእተዊ ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ መእተዊ ኣገልግሎት መእተዊ ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ ትግርኛ መእተዊ ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102017416/univ/art/1102017416_univ_sqr_xl.jpg