ለውሃት
የሆዋ ለዋህ ምዃኑ እንታይ መርትዖ ኣሎ፧
ሮሜ 3:23, 24፣ ቲቶ 3:3-6፣ እብ 2:9፣ 1ጴጥ 5:5
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
ዮና 3:10፣ 4:11—የሆዋ ነቶም እተነስሑ ሰብ ነነዌ ብለውሃት ይቕረ በለሎም፣ ዋላ እውን ንእንስሳታቶም ደንገጸለን
ሉቃ 6:32-36—የሱስ፡ የሆዋ ንዘየመስግኑን ንእኩያትን ለዋህ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና እውን ለዋሃት ክንከውን መዘኻኸሪ ሃበና
ገለ ኻብቲ ለውሃት ከነርእየሉ እንኽእል መገድታት እንታይ እዩ፧