ስእሊ ሰሌዳ ናይ ሓቂ ፈታዊ መን እዩ፧ ኣጻውት ናይ ሓቂ ፈታዊ መን እዩ፧ ዜጸልሙኻ “ፈተውቲ” ጥራይ ድዮም ዘለዉኻ፧ ናይ ሓቂ ፈተውቲ ብኸመይ ከም እትረክብን ንስኻ እውን ብኸመይ ናይ ሓቂ ፈታዊ ኽትከውን ከም እትኽእልን ርአ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ርክባት ሰላምን ሓጐስን ስእሊ ሰሌዳ መንእሰያት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ንቕሑ! ናይ ሓቂ ዓርኪ ኸመይ ዝበለ እዩ፧ መብዛሕትኦም ሰባት ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ ኪህልዉኻ ኣገዳስነት ዘለዎ ዀይኑ ይስምዖም። ንኻልኦት ሰባት ናይ ሓቂ ዓርኪ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ኣርባዕተ መምርሒ ትህብ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዕርክነት እንታይ ይብል፧ ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ፡ ኣብ ንሓድሕዶም ጽቡቕ ጽልዋ ኼሕድሩን ኪበራትዑን ይኽእሉ እዮም። ኣዕሩኽካ ተጠንቂቕካ ምረጽ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ናይ ሓቂ ፈታዊ መን እዩ፧ ስእሊ ሰሌዳ ናይ ሓቂ ፈታዊ መን እዩ፧ ትግርኛ ናይ ሓቂ ፈታዊ መን እዩ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502013393/univ/art/502013393_univ_sqr_xl.jpg