እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት ኣጻውት እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት ንሓዘንካ ኼፍኵሰልካ ዚኽእል ግብራዊ ነገራት ኣሎ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ንሓዘን ምጻሩ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ንቕሑ! ንሓዘን ምኽኣሉ—ሕጂ እንታይ ክትገብር ትኽእል ሰቦም ዝሞቶም ብዙሓት ሰባት እተወሰነ መሰረታዊ ስጕምትታት ብምውሳድ፡ ተጸናኒዖም እዮም። ተወሳኺ ርእሰ ነገራት ንዝሓዘኑ ዚኸውን መጸናንዒ ሰብና ኺመዉት ከሎ፡ ስቓይና ዚርድኣልና ኣካል ከም ዘየለ ዀይኑ ይስምዓና ይኸውን። እንተዀና ግና፡ ኣምላኽ ይርዳኣልና፡ ኪሕግዘና ድማ ይኽእል እዩ። ግምቢ ዘብዐኛ እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት፡ ብህይወት ምንባርዶ ይሓይሽ፧ ሞት እትፈትዎ ሰብካ ኽትክእሎ ዚሕግዘካ ሓሙሽተ ግብራዊ ሓሳባት ርአ። እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት ሓዘነይ ክኢለ ክነብር ዝኽእል ብኸመይ ኢየ፧ ብውሽጥኻ ኽትሕዞዶ ወይስ ከተውጽኦ ኣሎካ፧ ግምቢ ዘብዐኛ ንጸገማት ክትዋጽኣሉ ይሕግዝ ከም ሕዱር ሕማም ወይ ሞት ዝኣመሰለ ኸነወግዶ ወይ ክንፈትሖ ዘይንኽእል ጸገማት ክንጾር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ግምቢ ዘብዐኛ ንዝሓዘኑ ምጽንናዕ ንዝሓዘነ ሰብ ዜድልዮ ኣገዳሲ ነገራት ናይ ቀረባ ኣዕሩኹ እውን ከየስተብሁሉሉ ይኽእሉ እዮም። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት ተወሳኺ ርእሰ ነገራት እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት ትግርኛ እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/501100015/univ/art/501100015_univ_sqr_xl.jpg mrt ዓንቀጽ 31